ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ብዝተረኸበ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርቲፊኬት ናይ መቕረባይነትን መረጋገፂ ቲን ሰርቲፊኬትን መቅረባይነት ዘለኩም

2 እዚ ፕሮፎማ ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/ 0344-412767/402966 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s