ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ ካብ ስርዕ በጀት 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፡ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉ
3 ፍቃድ ንግዶም ዘሐደሱ
4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከምአዉን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዘርኢ መረዳእታ
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንፅሕፈት መሳርሕን ፣ ኣቅሑ ፅሬትን 3000 ብር፣ ፕላንት ማሽነሪ ላፕቶፕን 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ
6 ሰነድ ጨረታ 13/02/2012ዓ/ም - ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
7 እቲ ጨረታ 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 21 64 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል