ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣትክልትን ፍረምረን፡ ፃዕዳ ጣፍ ፡ዓይኒ ዓተር ፡ ዝተፀፀየን ዘይተፀፀየን ብርሽን ፡ዘይተፀፀየ ዛላ በርበረ፡ ኣፋዉስን ፡ናዉቲ ሕክምናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 13, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
- ብመሰረት እዚ በቲ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ንምግቢ አትክልቲ ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይሓስብ ኮይኑ በቲ ዝጫረትሉ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
- ግብሪ 2008 ዓም ከፊልኩም ዝሐደስኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ
- በቲ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
- መረዳእታ መቅረባይነት ዘለኩምን ክትቅርቡ እትክእሉን
- ንተጫረቲ ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ዝተሓደሰ መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን
- ንምግብና ዘድሊ ኣትክልቲ ድማ ከከምኩነታት ዕዳጋ ፅንዓት እናተርኣየ በቲ 3 ወርሒ ዉዕሊ እናኣሰረ ክሳብ ሰነ 30 2008 ዓም ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃለሉ ግዜ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ጣፍ ዓይኒ ዓተር ብርስንን በርበረን ሰዓርቲ ኮይኖም ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሕጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልትታት ብናይ በዓልቶም መጋዕዝያ ኣብ ሆሰፒታል ኮረም ከቅርብ ዝክእሉ
- ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ግና እቲ ሆስፒታል ባዕሉ ኣብ መቀለ ዝርከብ ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅደሕነ ብዝተፈላለየ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ሕዳር 2008 ዓም ክሷብ 5 ታሕሳስ 2008 ዓም ካብ ፋይናንስ ኮረም ሆስፒታል ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ነንፍስወከፍ ዘፈር 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ኣታዊ ዝገብር
- ጨረታ ታሕሳስ 5 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 5፡ 00 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት
- ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንታሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን
- ኣብ በዝሒ 20 ሚኢታዊ ክዉስክን ክቅንስ ይክእል
- ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕታ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን
- እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510059/ 0914751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል