ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ከሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ካፒታል በጀት ንዘይስሩዕ ሰልጠንቲ ግልጋሎት ዘዉዕል ኮብልስቶን መጓዓዝያ ዘጋዕዝ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2012 10:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
4 እንደርታ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 03 23