ትካልና ፍረስዉኣት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/02/2012
2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ
3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ብር 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ድማ ይክፈት
5 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
6 ቫት ተመዝገብቲ ምኻንኩም መረጋገፂ ከቕርቡ ዝክእሉ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 03 48 20 /09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ