ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2011/12 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይ ሰርትፊኬት፣ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬት ፣ ናይ ነሓሰመስከረም 2012ዓ/ም ባት ዲክልረሽን ከቕርቡ ዝክእሉ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 10/02/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
3 መኸበሪ ጨረታ4000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ሲፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 85 01 /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል