ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ZNA ዝዓይነተን ሞዴል 1033 UBX ዝኾና መካይን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል