ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ሕትመትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ረ
2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት
3 ቲን ናምበር ዘቅርብ
4 ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት
5 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ፅሕፈት መሳርሒ 5000.00 ፣ ኣቅሑ ፅሬት3000.00 ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000.00፣ ፈርኒቸርን 5000.00 ፣ ሕትመትን ንብረታት 3000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/02/2012 ሰዓት8፡30 ይከዉን
8 ቤት ፍርድና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 05 31 ምሕታት ይካኣል