ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ናይ መፃሓፍቲ ፕሮፎርማ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም
3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ነሓሰ 2011 ዲክለር ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06/02/2012 ክሳብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 98 41 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል