ቢሮ ትልምን ፋይናንስን አብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ቢሮና መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ንምዕዳግ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበን ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ነሓሰ 2011ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 04/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ገዚኡ ክወዳደር ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05291 09 44 41 51 52 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s