ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማ ዓዲ ዳዕሮ ዝዉዕል ንብረት ሳርፈስ ቫምቭ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
bidding: search status closed

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ 2011/12 ሕድሳት ዝተገበሮ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ወርሓዊ ከቅርቡ ዝከአሉ

5 ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፌርማ ክዓርፎ ኣለዎ

6 ኩሎም ተጫረቲ ካብ 28/01/2012ዓ/ም ጀሚሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 100ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትከእሉ

7 ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ሸምን ፌርማ ክዓርፎ ኣለዎ

8 ተጫረቲ ጨረታ መኸበሪ ቢል ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ብቼክ 4000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋት ከትሕዙ ኣለዎም

9 ከይዲ ኣገባብ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ ጨረታ ምስታፍ የአግድ

10 አዚ ምልክታ ጨረታ ካብ 28/01/2012ዓ/ም ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ፀኒሑ 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30  ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 እቲ ንብረት ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክአል

12 ጨረታ ሰዓራይ ናየቲ ዘሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዘ ዝክአል

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 32 03 82

ጨረታ መደብ

s