ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ (ጋራዥ ) ፅገና ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 23, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ዓመት ንግዲ ፈቓድ ዘሐደሱን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 50 ከፊሎም ዝወስዱ
3 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
4 ተጫራቲ ጋራዥ እንተናአሰ ደረጃ 3ን ልዕሊኡን
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 21/1/2012 ዓ/ም እስካብ 30/1/2012 ዓ/ም ይኸዉን
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 30/1/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ
9 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ