ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 20, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ዕለት 20/1/2012 -23/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ይከዉን
6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ