ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መበየዲ ኦክስጅን ጋዝ ምምላእ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 20, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል ይዕድም
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 9:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል