ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኮድ 001189 ትግ ሞዴል D22 ኒሳን ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየእቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 16, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/01/2012ዓ/ም ክሳብ 19/01/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም 8፡30 ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል