ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ታብሌት ዓባይ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/01/2012 ዓ/ም ከሳብ 20/01/2012 ሰዓት 9፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታን ከቕቡ ኣሎዎም
4ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
5 ፕሮፎርማ ዕለት 20/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት
6ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል