ናይ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 16, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15 /01 /2012 ዓም ክሳብ ዕለት 19/01/2012 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ንሱ 9:30 ይክፈት

4 ዲክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

ተቁ

ዝርዝር ዓነት ንብረት / ግልጋሎት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

 በዝሒ

1

ስጌቶ /ናይ ሓፂን መቑረፂ/

ብሳምፕል መሰረት

ብቁፅሪ

24

2

ABRO Contact Cleaner

 AB- 80

ብቁፅሪ

08

ስልኪ ቁፅሪ 0344404715

ጨረታ መደብ

s