ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲ ዝትከል ሳይን ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕል ክትኣስር ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ | ዓይነት ዝስራሕ | መዓቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ት/ቲ ዝጥቅዑ ሳይን ቦርድታት በዓል 10 (240cm x 120 cm panel for bill board with high resolution sticker ) | ብዝተዳለወ ዲዛይን / ፅሑፉን | ብዝተዉሃበ መጠን | ብዝተዉሃቦ ስፐስፍኬሽን መሰረት ምስራሕ |
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ መከበሪ 1000 ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል
4 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 13 መስከረም 2012 ክሳብ 22 መስከረም 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
5 እቲ ፕሮፎርማ 22 መስከረም 2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44