ፖሊ ቴክኖሎጂን ቢዝነስን ኮሌጅ ንዘመን ትምህርቲ 2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ
2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ
3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ትካልና ዉሸጢ ኣብ ዝርከብ መጋዝን ኣታዊ ክገብር ዝክእል
4 ንመከበሪ ጨረታ 2500 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክመንት ካብ ፖሊ ቴክኖሎጂ ቢዝነስን ኮሌጅ ክፍሊ ቑፅሪ 104 ክዉስድ ይክእል
6 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ዋጋ መሊኡ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ይክእል
7 እዚ ጨረታ መስከረም 24/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት
8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ትእምት ሕልፍ ኢልካ ንኩሓ ኣብ ዝወስድ ዋና መንገዲ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411014 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል