ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ
- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008 ዓም ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
- መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
- ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጣናን ከተማ ሽራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
- ሰነድ ጨረታ ካብ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 9 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ዘይምለስ 20 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
- ጨረታ 9 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 45 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት
- መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመሳርሒ ኤለክትሪክ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ንመሳርሒ ፅሬት ንመለዋወጢ ኣቁሑተ ንነፍስወከፍ 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ናይ ፕሪንተር ቀለም ንላፕቶፕ ኮምፒተር ፋክስ ናይ ማሽን ቅዳሕ ንነፍስወከፍ ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል
- ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
- እቲ ትካል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382/ 0345500127ደዊልካ ምሕታት ይከኣል