ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ካብ መንገድን ትራንስፖርት ፍቃድ ዝተዋሃቦም ናይ ሞተር ሳይክል ኣሰልጠንቲ ናይ ስልጠና ግልጋሎት ክረክቡ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 8, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መንገዲ ትራንስፖርት ብቅዓት መረጋገፂ
4 ፕሮፎርማ ካብ 07-09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/01/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ