ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ዝዉዕል ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ካብ ዕለት 06/01/2012 ዓ.ም  ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 06/01/2012 ክሳብ 20/01/2012ዓ/ም  ልክዕ 8፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30-  ይክፈት

8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14  ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s