ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና fuse box & front clinder and key set rh door ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዝደለየ ንወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረበባይነትን ከቅርብ ዝክእል
1 ኣብ ኮሌጅና ዉሽጢ ካፍተርያ ሻሂ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ሕዘም ዓመታዊ ዉዕሊ ክወዳደር ስለ ዝደለየንተወዳደርቲ ይዕድም
2 ጨረታ መኸበሪ ብር 300 ሰለሰስተ ሚኢቲ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ
3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 05/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ
4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት
7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55