ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
1 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ
2 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/ 1 /2012ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3: 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 06/ 01 /2012 ሰዓት 3: 00 ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ