ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ
4 ፕሮፎርማ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ክሳብ 06/13/2011 ዓ/ም ሰዓት በዚ ተመሳሳሊ ዕለት 06/13/2011 ሰዓት 9፡30 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ