ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ን ቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ፡ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዕጥቂ ስፖርትን፣ ጎማ መኪናን፣ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ከፈልቲ ግበሪ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ከቅርብ ዝክአል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቕርቡ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልመን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ቢሮ ቁፅሪ 14 ክተወስዱ ትከአሉ

5 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 10000.00 ቅርሺ፣ ጎማ መኪና 5000.00 ቅርሺ ፣ ንኣቁሕት ፅሬትን ስፖርትን ሕትመትን 3000.00 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዝ ዝክአል

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም  ኮይኑ 09/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም።

8   ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ነብሲ ወከፍ ንብረት 20% ክውስኽን ክንኪን ይኽእል እዩ ።

9  ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347760316 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s