ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅላል : ቲ ሸርት በዓል ካሌታ ምስ ቆቢዑ : ባነርን ፖስተር ክሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ስራሕ ዓመት ንግዲ ፈቓድ ዘሐደሱን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን
2 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 28/12/2011 ዓ/ም እስካብ 4/13/2011 ዓ/ም ይኸዉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 4/13/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝክፈት ይኸዉን
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ
8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ