ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንዘለዎና 6 መኪናታት ማለት ዓይነታት ንዓመት ሙሉእ ን 2012 ዓ/ም ዘለዉ ጋራጃት ደረጃ 4ተ ልዕሊኡን ልዕሊኡን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስ ዝገበሩ ኣብ ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ዝስዕቡረቃሕታትከተማልኡይግባእ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ደረጃ 4ተን ወይም ልዕሊኡ ብቅዓት መረጋገፂ ኮፒ ዘቅርብን

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30 /12/ 2011 ዓም ክሳብ 04 /13 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 05/ 13/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ጨረታ መደብ

s