ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና እሰፔር ፓርት ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘቕርቡ
4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም
8 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 ይከዉን
9 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡30
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ