ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ንምፅጋን ዝዉዕል ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም
3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም
4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 27/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ
5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ