ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 27 /12 /2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15