ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
5 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን
6 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 05/01/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡00 ይክፈት
7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ን ኣቁሑት መሳርሒ 50 ብር ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ 100 ኣቁሑት ፅሬት 25 ቀርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክአሉ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 42 23 62