ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ቀለብ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ
2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ
3 ናይ 2011/2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ
4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 2912/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 29/12/2011 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት
6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል