ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2011/12 ዓ/ም ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከታሕዝ ዝክእል፤
3 ናይ ጨረታ ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 16/12/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011 ዓ/ም ኮይን፤ ሰዓት 8፡30 ብተመሳሳሊ ዕለት ይዕፆ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድማ ይክፈት
4መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ክክዉን አለዎ
5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እናከፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል ፤
6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ፤
7 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347-712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤