ህዝባዊ መድሓኒት መቐከ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከቶም ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ንክነግር ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2011 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ሰርቲፊኬት ዘለኩም ምኻኖም መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበ

3 ኣብ ሚዲያ ስሩዕ ሰዓት ኣየር ዘለኩም

4 ኣብ ዝርያ ኣፋዉስ ቅድሚ ከዚ ዝሰርሑ ተኮይኑ ይምረፅ

5 ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 21/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተከታታሊ ናይ ስራሕ 5ተ መዓልትታት

6 ጨረታ ዕለት 26/12/2011 ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 11 ወይ 03 42 40 66 07 ምድዋል ይካኣል

ጨረታ መደብ

s