በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሐ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝኮፈሉን ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመ ዝመገቡ መለለይ ቁፅሪ ከዳሊ ግብሪ ዘለዎም
3 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ተወሳኪ እሰት ታክስ ሒሳብ ዘወዳደሩ
4 መኸበሪ ጨረታ 1 ፅሕፈት መሳርሒ 5500.00 ብር 2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4000.00 3 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን 3000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ጨረታ ሰነድ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካኣል
6 ጨረታ 1/13/2011 ሰዓት 6፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት 8፡00 ሰዓት ድ/ቀ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል