ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሰሚያዊ ስክሪቦቶ

ሳምፕል

ፓኬት

14

2

ፀሊም ስክሪቦቶ

ሳምፕል

ፓኬት

9

3

ካርቦን 8000 A

ሳምፕል

ደስጣ

20

4

ናይ ኮምፒተር ደስጣ ወረቀት

80 ግራም

ደስጣ

13

5

ደስጣ ወረቀት

በዓል መስመር

ደስጣ

01

1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ናይ 2011 ዓም ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰረተፊኬት ከምእዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ

2 ተወዳርቲ መሊኦም አብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ናይ ትካሎም ፊርማን ክቢ ማህተምን ክዕርፈሉ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕርፎርማ ካብ ዕለት 15/12/2011 ዓም ክሳብ 17/12/2011 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት 17/12/2011 ዓም ሰዓት 9:10 ዝክፈት ይከዉን ምቅራብ ይክእሉ

4 ቤት ፅሕፈትና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0342405123

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s