መቐለ መዕበዩ ህፃናት ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ፍሉይ ቦታ ማይዱባ ኣብ ዝርከብ ግቢ ክልተ ኣደራሻት ንምክዛን ጥራሕ ከካሪ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ክትካረዩ እትደልዩ እቶም ኣዳራሻት መፂኢኩም ብምርኣይ ከትጫረቱትኽእሉ
2 መበገሲ ጨረታ ወርሓዊ ክራይ ዋጋ ንሕድሕድ ኣድራሻ ብር 5000.00 / ሓምሽተ ሽሕ ብር/
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅድሚ ሰዓት
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት