ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጠቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ጎማ ምስራሕ/ምቅያር | ቁፅሪ | 01 | |
2 | ካላመደርያ ምልጣፍ | ቁፅሪ | 01 | |
3 | ዶፕራተር ምፅራግ | ቁፅሪ | 01 | |
4 | ኣየር ምምላእ | ቁፅሪ | 01 |
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናየ ዘመኑ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት ኮፒ ጌይሩ ዘቀርብ
4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ
5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ይክፈት
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 መፂካ ምዉሳድ ይካኣል