ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን
2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ
4 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ
5 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ከተቕቡ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብ ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ 1-06 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል