ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ናይ ቀለም ምምላእ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ክወዳዲር ስለዝደለና ንክትወዳደር ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 9/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰዓት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2011 ሰዓት 9፡30 ሰዓት

ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23

ጨረታ መደብ

s