ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ወናብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጠግን ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
bidding: search status closed

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ

4 ሕጋዊ ሞያ ጥገና  መረዳእታ ዘቕርብ

5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011ቨሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ናይ ተምሃሮ ጠረዼዛ ጣዉልኡ ዝተነቐለ

ብጣዉላን ብረትን ዝተሰረሐ /dmr በዓል 18/

ቁፅሪ

240

2

ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበር ጣዉልኡ ዝተነቀለ

ብጣዉላን ብረትን ዝተሰረሐ /comprasato በዓል 8/

ቁፅሪ

320

3

ናይ ተምሃሮ ፀሊም ሴሌዳ

 ጠንካራ

ቁፅሪ

6

 ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ
s