ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘለዎኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት /ላቫጆ/ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 6, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 በዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

2 ናይ መቕረባይነት ፣ቫት ቲኦቲ ፣ቲን ተመዝጋቢ ምኻንኹም ናይ ተመዝጋባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክክዉን ኣለዎ

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ 3,000.00 ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳአታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ - 03 44 41 85 56  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s