ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማት አዉን 1 ዓመታዊ ፅገና ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ 2 ዓመታዊ ሕፅበት መኪና ማለት እዉን ላባጆ 3 ዓመታዊ ፎቶ ኮፒ 4 ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብጨረታ ኣወዳዲረ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: %
bidding: search status closed
ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 /ሚአቲ ቅርሺ/ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጽያ ቁፅሪ ሒሳብ 1000012030839 ኣታዊ ጌርኩ ቅብሊት ሒዝኩም ምቅራብ እቲ ሰነደ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ትክእሉ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2011/2012
2 መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/
3 ወረቐት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ
4 ናይ መቅረባይነት ምስክርን ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ
5 መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተገለፀ መሰረት ብሽም ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ዝተሰርሐ ሲፒኦ ምቅራብ የድሊ
6 እቲ ቢሮ ናይቲ ጨረታ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 እቲ ጨረታ 14/12/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሹዑ ንሽዑ ክርከቡሉ ኣብ ዝክእል ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 36 63 ደዊልካ ወይ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይካኣል