ቢሮ ጉ/መ/ ስ ክልል ትግራይ 60 ሰባት ዝፅዕና 9ተ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብሰት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝድሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ካብ 30/11/2011 ዓም ክሳብ 03/12/ 2011 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
3 እተን ኣዉቶብሳት 60 ሰባት ክፅዕናን ዝክእላ ኮይነን ዕለት 07/12/2011 ዓም ካብ መቐለ መልዓሊ እንትከዉን መምለሲ ድማ ዕለት 27/ 12/2011 ዓኽጨም ይከዉን
4 ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ካልኣት ነቲ ዉድድር ይጠቅሙ እትብልዎም ነገራት ምቅራብ ትክእሉ
5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን
7 ተወዳደርቲ እተመልእዎ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የስጨምራል ምባል ተቐባልነት የብሉን
8 ሰዓራይ ኣካል ቢሮና ልኡካን ተሳተፍቲ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ከተማ አርባምንጭ ኣብፂሑ ምስ መለሰ ሒሳብ ዝከፍል ይከዉን
ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ህንፃ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344408887