ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲከማልእዎዝግባእ
1 ናይ እቶት ምትእልላሽ ስራሕቲ ንምስራሕ ዘክእል ፍቃድ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 25 /11 /2011 ዓም ጀሚሩ ን 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
3 ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00
4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 30 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77