ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተወዳዳርቲ ክትቐርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ 20.00 ብምክፋል ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
3 ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።
4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
5 ናይ ፕሮፎረማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን7ተ መዓልታት ይከዉን
6 ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 24/11/2011-27/11/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 4፡00
9 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ
ዓይነት ንብረት
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | Color printer ink brother | MFC-j3520 | Set | 30 |
Grand total | ||||