ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ዉዕሊ ዝእሰር ንሓደ ዓመት ኮይኑ ኩነታት ኣፈፃፅማ ተረእዩ ዝህደስ

2 ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቁሑት ብትካልና ዝቐርብ ይከዉን

3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት  

4  ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ሪፖርት

5 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርቲፊኬት

6 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 25/11/2011 ዓም ጀሚሩ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

7 ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድ ሓደ ሓደ ኦርጂናልን ሐደ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

8 ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚኢታዊ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

9 እቲ ጨረታ 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 034 4408780 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s