ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ /ዋጋ |
1 | እስክርቢቶ | ሰማያዊ | ብቁፅሪ | 520 | ||
2 | ማስታወሻ | ማእከላይ | ብቁፅሪ | 520 |
1 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ
2 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/ 11 /2011 ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3: 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 25/ 11 /2011 ሰዓት 3: 30 ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ