ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ ብዓል ኣሸንዳ ዘዳምቁ ሕትመት ፖስተር: ስቲከር : ቲ ሸርትን ባጅን ክሕትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሐሪ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0344400177

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s